Channel Thumbnail

God ኣምላኽ ሓቂ ኢዩ

166 subscribers
0 views

About God ኣምላኽ ሓቂ ኢዩ

ሰላም ኣሕዋት ብዛዕባ መንፈሳውን ታሪካውን ከምኡ ውን ሓፈሻዊ ፍልጠትን ኣብዛ ቻነል ክዝርግሕ ኢየ ከምኡ ውን ኣብ ምህናጽን ምዕቃብን ክብርታት ሕብረተሰብ ዘተኮረን ብተወሳኪ ውን ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሕ ግምት ዘይወሃቦምን ኣገደስትን ትምህርቲ ስለዘለኒ ኣብዘን ዝጠቀስክወን ነገራት ክትፈልጡ ድሌት ዘለኩም ኣባላት ቻነለይ ክትኮኑ ብትሕትና ይዕድም። ናትኩም ሃናጺ ሓሳባት ውን ኣይፈለየኒ።

Recommended Channels